NL-Alert
እንታይ ይኸውን ከም ዘሎን እንታይ ክትገብሩ ከም ዘለኩምን ዝገልጽ ኣብ ሞባይልኩም ዝመጽእ መልእኽቲ። ኣብ ዳርጋ ኩሉ ተሌፎን ብቐጥታ ክፉት እዩ።
ሲረን
ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ቀዳመይቲ ሰኑይ ሰዓት 12:00 ፈተና ኣሎ። ሲረን ኣብ ካልእ ግዜ እንተ ሰሚዕኩም: ናብ ውሽጢ እቶ፡ መሳኹትን ማዕጾታትን ዕጸዉ፡ መናፈሲ ኣጥፍኡን ናብ ዞባዊ ራድዮ ስምዑን።
ናይ ሓደጋ ራድዮ
ኢንተርነት እንተ ተቛሪጹ ዞባዊ ራድዮ እሙን ሓበሬታ ይህብ።