ቅድሚ
- ተሌፎንኩምን ፓወርባንክኩምን ኩሉ ግዜ ተመሊኦም ይጽንሑ።
- ኣብ ገዛ ብባትሪ ዝሰርሕ ራድዮን ጥረ ገንዘብን ይሃልወኩም።
- ጋዝን ቀንዲ መጥፊእ ኤሌክትሪክን ብኸመይ ከም ዝዕጾ ፍለጡ።
ኣብ እዋን
- ናብ ዞባዊ ራድዮ (ናይ ሓደጋ ራድዮ) ስምዑ።
- ጉድኣት ንምክልኻል መሳርሒታት ካብ ኤሌክትሪክ ኣውጽኡ።
- ፍሪጅን ፍሪዘርን ክሳብ ዝከኣል ዕጹዋት ይጽንሑ።
- ኣብ ውሽጢ ገዛ ፈጺምኩም ባርበኪው ወይ ጋዝ ኣይትጠቐሙ: ሓደጋ ካርቦን ሞኖክሳይድ።
- መስመራት ክጸንሑ ኣብ ሓደጋ ሂወት ጥራይ ናብ 112 ደውሉ።
ድሕሪ
- መሳርሒታት ሓደ ብሓደ መሊስኩም ወልዑ።
- ነዊሕ ግዜ ዉዑይ ዝጸንሐ መግቢ ደርብዩ።